Hanzza Advertising

Hanzza Advertising ስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛ

11/10/2024
11/10/2024

#ናጎስ ኣብ ቐረባ እዋን ኣብ TBS Tv ክጅምር እዩ::

  #ዓርቢ ጉንበት 2
07/05/2024


#ዓርቢ ጉንበት 2

18/04/2024

  ቤተሰብ
05/04/2024

ቤተሰብ

   "ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"🎤  #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤🌟 ቀጻሊ ብሉጽ  ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�...
18/03/2024


"ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"
🎤 #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤

🌟 ቀጻሊ ብሉጽ ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�

እዚ ወድ ድር ኣብ ክልልና ንፈለማ እዋን ዝካየድ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ ኮሜዲ ክእለትኩም ንምርኣይ ተዳለዉ።

📅 ዕለት፡ ...... 🕖 ግዜ፡ ........📍 ቦታ: ......... 🏆 ሽልማት: ........ ኣብ ቐረባ እዋን ይጽበዮም!

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914 706474 ይደውሉ
#ሃንዛ

   "ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"🎤  #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤🌟 ቀጻሊ ብሉጽ  ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�...
18/03/2024


"ስታንድ_ኣፕ_ኮሜዲ"
🎤 #ንኹሎም ኮሜድያን(ዋዘኛታት/ቀያዕቲ) ኣብ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ [ስሓቕ-ጥዑም] ተወዳደሩሩ! 🎤

🌟 ቀጻሊ ብሉጽ ኮሜድያን(ዋዘኛ-ቀያዒ) ኣብ ምእላሸ ኣለና�

እዚ ወድድር ኣብ ክልልና ንፈለማ እዋን ዝካየድ ውድድር ስታንድ-ኣፕ ኮሜዲ ኮሜዲያን ክእለትኩም ንምርኣይ ተዳለዉ።

📅 ዕለት፡ ..... 🕖 ግዜ፡ ......📍 ቦታ: .... 🏆 ሽልማት: .... ኣብ ቐረባ እዋን ይጽበዮም!

ንዝያዳ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0914 706474 ይደውሉ

TBS TV
ካብ ሕሱም ቃንዛ ህዝብን ልዑል ብሄራዊ ባህግን ዝብገስ ትካልና ትግራይ ብሮድካስቲንግ ሰርቪስ፡ ኣካል እቲ ማእኸል ሓሳባት ምዃን ዝብል ስትራተጂኡ ስፍሓትን ዕምቆትን ኣገልግሎቱ ንምብራኽ፡ ምስ ደጋዊ ኣካላት ብጥምረት ይሰርሕ።

ናይዚ ሓደ ኣካል ድማ ኣብ ዓውደ "ኢንተርታይመንት" ጽቡቕ ተመኩሮ ካብ ዘለዎም ትካላት ሓደ ምስ ዝኾነ @ሃንዛ ሚድያን ኢንተርታይመንትን ንምስራሕ ዘኽእለና መባእታዊ ስምምዕ ገይርና ኣለና።

ረብሓ ህዝብን ሞያዊ ክብርን ቀያሕቲ መሳምሩ ዝገበረ ትካልና ኣብ ትግራይ ሓቀኛ ናይ ሚድያ ኣገልግሎት ንምሃብ ናብ ኣየር ወፂኡ ኣሎ።

ቲቢኤስ
ወርቃዊ

እንኳዕ_ተወለድኪ   (ሄሉ)  መፃኢኺ ዝተባረኸ ይኹን !!!
15/03/2024

እንኳዕ_ተወለድኪ (ሄሉ)
መፃኢኺ ዝተባረኸ ይኹን !!!

   ማኩ(ሰምሃል) ምስ ማይኮ
07/03/2024


ማኩ(ሰምሃል) ምስ ማይኮ

02/03/2024

🔥ኹኖ ኣልበም ምረቓ🔥
🔥Album Release Party🔥
ኣብ ኢንፊኒቲ ላውንጅ መቐለ
የካቲት 24 ፅባሕ (ሰንበት)ካብ 10:00 ጀሚሩ
ኩለኹም ተዓዲምኹም ኣለኹም።

እንኳዕ ደስ በለና! ....  #ወርቃዊ!ተወሳኺ ሚድያ!ብጣዕሚ ልፅበዮ ልነበርኹ ሚድያ እዪ ኣብ ቐረባ ፈነወ ክጅምር  እዩ ብሰላም ምፁ TBS TVRX FREQ: 12529 MHz  Moduladio...
21/02/2024

እንኳዕ ደስ በለና! ....
#ወርቃዊ!
ተወሳኺ ሚድያ!

ብጣዕሚ ልፅበዮ ልነበርኹ ሚድያ እዪ ኣብ ቐረባ ፈነወ ክጅምር እዩ
ብሰላም ምፁ

TBS TV
RX FREQ: 12529 MHz
Moduladion: DVB-S2- QPSK
Symbol rate: 5509
POL: Vertical
FEC: 3/4

Address

Mekelle

Telephone

+251914706474

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Hanzza Advertising posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Hanzza Advertising:

Share

Category