Tahtay Adiabo Vital Events Regestration

Tahtay Adiabo Vital Events Regestration Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tahtay Adiabo Vital Events Regestration, Event Planner, Sheraro.

07/04/2026
16/09/2025

ሕጋዊ ሰነድ ዝባሃል ኣብ ሕጋዊ ቤት ፅሕፈት ብሕጋዊ መንገዲ ዝርከብ ኮይኑ ካብቶም ሕ ጋዊ ሰነድ ዝህቡ ሓደ ምዝገባ ወሳኒ ኩነት ኤዩ ካብቶም ዝህቦሞ ግልጋሎት
1/ ልደት:- ናይ ልደት መረዳእታ ንምርካብ ዝደሊ ተገልጋሊ ናይቲ ህፃን ኣቦን አዶን ዝተሓደሰ መ/መ/ካርዲ ሒዞም ብኣካል ክቀርቡ ይግባእ
2/ ሓዳር:- ናይ ሓዳር መረዳእታ ንምርካብ ዝደልዩ ተገልገልቲ ሰብአይን ሰበይትን ዝተሓደሰ መ/መ/ካርዲ ሒዞም ብኣካል ብምቅራብ ብተወሳኺ ናይ ሰብኣይን ሰበይትን ሕድሕዶም ከክልተ መሰኻኽር ምስ ዝተሐደሰ መለለይ መንነትን ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ። ብተወሳኺ ሰብኣይን ሰበይትን ሕድሕዶም ከክልተ ጉርዲ ፎቶ ግራፍ ሒዞም ክቀርቡ ይግባእ
3/ ፍትሕ:- ናይ ፍትሕ መረዳእታ ንምርካብ እቲ ፍትሕ መጀመርያ ብቤት ፍርዲ ክፀድቅ ኣለዎ ናይ ቤት ፍርዲ ውሳነ ሒዝካ ብምቅራብ እቲ ፍትሕ ኣብ ም/ወ/ኩ ክምዝገብ ምግባር
4/ ሞት:- ናይ ሞት መረዳእታ ንምርካብ ካብ ቤተ ክህነት ወይ ካብ ምምሕዳር መዓዝ ከም ዝሞተን ኣበይ ከም ዝተቀበረን ዝገልፅ ደብዳቤን ሒዝካ ብምቅራብ ኣብ ምዝገባ ወሳኒ ኩነት ድሕሪ ምምዝጋብ ናይ ሞት ሰርቲፊኬት ክወስዱ ይኽእሉ ።

Address

Sheraro

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Tahtay Adiabo Vital Events Regestration posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category