07/07/2026
"ህወሓት ኣብ ትግራይ ዝወስዶም ዘሎ ተግባራት ኲናት ዘትርፉ እዮም።" እዚ ዝብል ዘሎ መን እንትዝኸውን- ኢንጂነር ጊደይ ዘር ኣፅዮን
አቶ ግደይ ዘርኣፅዮን በበይ ገይሩ ናብዚ ደምበዚ ከም ዝመፀ ከ ስከ ሓብሩልና! ናይ ቀርኒ ፖለቲካ ግን ዝገርም እዩ- ሰባት ካበይ ናበይ ዘይሮም ከምዝመፁ ክትግምቶ ዝኸብድ እዩ።