HaHu Daily

HaHu Daily Exploring and sharing social capital world in general

ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ብእዋኑ ስትራጂክ ዕላማኡ ዝነፀረ ብነፃነት [ብምስረታ ሃገር] ተዛዚሙ። ዉዱእ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግና ሰኣን ንፁር ስትራቴጂክ ዕላማ ብገለ ዉሑዳት ተጨዉዩ ብኽሳራ ተ...
24/05/2026

ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ብእዋኑ ስትራጂክ ዕላማኡ ዝነፀረ ብነፃነት [ብምስረታ ሃገር] ተዛዚሙ። ዉዱእ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ግና ሰኣን ንፁር ስትራቴጂክ ዕላማ ብገለ ዉሑዳት ተጨዉዩ ብኽሳራ ተዛዚሙ። ሎሚ ህዝቢ ትግራይ ሓዲግ ኮይኑ ናብራ ክልተ ዓለም ክነብር ተገዲዱ ይርከብ። ሓደዉ ናይ ባዕሉ ሃገር ኣይመስረተ ክልተዉ ኣብ ዘለዎ ሃገር ኣይጠዓሞ ሓዲግ ኮይኑ ኣሎ። ካልእ ተሪፉ ፅንተት ክፍፀሞ ኮይኑ።

ሎሚ ከም ተጋሩ ዝተፈለየ ስርዓት ዝተኸሉ ይመስል ብናይ ኤርትራ ነፃነት ክወራዘዩ ክርኢ ኮለኹ ኣዚየ እየ ዝግረም። ኣብዪ ዝኣክል ጀኖሳይደር መራሒ ሒዝካ ንኢሳያስ ምልጋፅ መሕፈሪ እዩ።

“Tsimdo” — An Unsigned Pact — An Oath Between Two ThievesWith the new global developments and shifting alliances, it see...
14/05/2026

“Tsimdo” — An Unsigned Pact — An Oath Between Two Thieves

With the new global developments and shifting alliances, it seems the ruling Eritrean regime (PFDJ/Hgdef) has found fertile ground. In a short time, it has moved from a position of extreme fear into one of command and influence. The alliance it entered out of fear is now something it has gained the upper hand to lead with dominance.

Its partners, meanwhile, have become trapped in the corner they entered themselves. They now appear reduced to submissive followers, left with little choice but to carry out what they are told. It is the kind of situation captured by the saying: “ሃሊሉያ ዝመጸካ ኣድጊሲ ኣኽቢድካ ጽዓኖ.” Today, who can stop the regime from loading heavier burdens onto its servants? That is politics — the art of placing ever greater weight on those who kneel.

As for the TPLF circle, even the slogan they long used to deceive people — “the right to self-determination” — now seems abandoned. They appear to have embraced the idea of: One flag — One language — One country.

ኣብ ዕላምኡ ዘይስዋእ ምንተ መትከሉ ዘይስዋእ ሽቃጢ ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ኣለና ኢሎም ናብ ደንበ ብልፅግና ዝሃደሙ ነበር ወታሃደራት ህወሓት ሎሚ ኣብ ሕቑፊ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተሽጉጦም ሚ...
29/03/2026

ኣብ ዕላምኡ ዘይስዋእ ምንተ መትከሉ ዘይስዋእ ሽቃጢ

ናይ ፖለቲካ ኣፈላላይ ኣለና ኢሎም ናብ ደንበ ብልፅግና ዝሃደሙ ነበር ወታሃደራት ህወሓት ሎሚ ኣብ ሕቑፊ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ተሽጉጦም ሚሽጢር መኸተ ህዝቢ ትግራይ ንግዳም ዝድሕድሑሉ ምኽንያት መቸም ፖለቲካ ኣፈላላይ ክበሃል ኣይክእልን እዩ:: እዚ ሕዱር ድንቁርና ወ ክሕደት እዩ!!

ሚሽጢር ህዝቢ ንግዳም እንዳዞሮቕካ "ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ኢለ እየ" እንተይልካኒ መልሰይ "ገሃነም እቶ እዩ!! ብረት ተሸኪምካ ተጋዳላይ እየ እብንዳበልካኒ ፀኒሕካ ሕጂ ጥቕሚ ጎዲሉካ ምስ ሰለምካ "ፖለቲካ ኣፈላላይ ዘለኒ ባሃር ፖለቲከኛ" እየ እንተኢልካኒ ውን መልሰይ: "ሸቃጢ ወ ቀልዋጢ ኢኻ" እዩ!

«The difference between animals and humans is that animals will never allow the most stupid and ignorant to lead the pac...
29/03/2026

«The difference between animals and humans is that animals will never allow the most stupid and ignorant to lead the pack.» Winston Churchill

Human politics is different: it chases away smart minds and accommodates stupid politicians to rise. Tigray is typical example of this tragedy. DD is the leader of Tigray- when he should have been in prison.

15/02/2026

African politics and adaptability

ጌታቸው ረዳ መንግስትነት ተቖፃፂሩ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ካብ ውሽጢ ከመይ ከም ዘፍረሶ ንምርኣይ እዚ እኹል እዩ:: ለካቲት 11 ንምኽባር ኣደራሻት ዘይኣክሎ ዝነበረ ትግራዋይ ሎሚ ህዝብና ብፖ...
15/02/2026

ጌታቸው ረዳ መንግስትነት ተቖፃፂሩ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ካብ ውሽጢ ከመይ ከም ዘፍረሶ ንምርኣይ እዚ እኹል እዩ:: ለካቲት 11 ንምኽባር ኣደራሻት ዘይኣክሎ ዝነበረ ትግራዋይ ሎሚ ህዝብና ብፖለቲካን ብከባቢን ተፈላልዩ 11 ለካቲት ኣብ ገዝኡ ክኽብር ተገዲዱ ኣሎ!!

ስእሊ: ኣከባብራ 11 ለካቲ ሰሜን ኣሜሪካ-2026

02/08/2025

Ethiopia and Tigray: two antagonistic entities for life!
Ethiopia never stops dreaming to destroy Tigray.
Tigray begs to stay under

እዞም ሰረቕቲ ጀነራላት እዚኦም ህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኦሙዎ እዮም:: ኣብ ኩናት ዘወድእዎ ከይኣክል ስልጣን ንምብሓት ኣብ ዝገበርዎ ፍሕፍሕ ህዝቢ ሓድሕዱ ቁልቁል ክጠማመት-- ሓድነቱ ክዝረግ ዝገ...
01/08/2025

እዞም ሰረቕቲ ጀነራላት እዚኦም ህዝቢ ትግራይ ኣጥፊኦሙዎ እዮም:: ኣብ ኩናት ዘወድእዎ ከይኣክል ስልጣን ንምብሓት ኣብ ዝገበርዎ ፍሕፍሕ ህዝቢ ሓድሕዱ ቁልቁል ክጠማመት-- ሓድነቱ ክዝረግ ዝገበርዎ ኣበርክቶ ኣብ ታሪኽ እቲ ዝኸፍአ እዩ::

ኣብ ዘይምልከቶም ፖለቲካ ኣትዮም ህዝቢ በቲኖም- ውድብ በቲኖም - ሰራዊት በቲኖም ኣለዉ:: ሕጂ እንታይ ተሪፍዎም እዩ- ኣብ ቲቪ እንዳተቐልቀሉ ዝህዉኹና ዘለው!? ክብል ቁሩብ ክሓስብ ጀሚረ:: ሓንቲ ኣጀንዳ ግን ብማዕረ ክጥቀሙላ ረኺበዮም: ሕቶ ሃገርነት ትግራይ!! ክልቲኦም ከም ካካ ዝፅየፍዋ ቃል እያ: ሕቶ ሃገርነት ትግራይ:: እቲ ሓደ ንድፋእ ኣለና ኢሉ ክምልስዎ ዘለዎ ተስፋ እዩ ዝዘንቱ:: እቲ ሓደ ከኣ ኢትዮዽያውያን ኢና- ሕቶ ሃገርነት ናይ ውሑዳት እዩ ኢሉ ኣነኣኢስዋ::

These Tigrayans are acutely sterilized by Abyi propaganda machine!
01/08/2025

These Tigrayans are acutely sterilized by Abyi propaganda machine!

"ሰላም ኢና ንደሊ" ዝብል መሰልቸዊ ናይ ደቂ ዓድና ፕሮፖጋንዳ ብኣምሓርኛ ++++++++++++++ኢትዮጵያውያን "ጦርነት ይብቃ; ሰላም ይስፈን" በሚል በልዩ ኣጋጣሚ የሚነሳ ዲስኩር ኣላቸው::...
30/07/2025

"ሰላም ኢና ንደሊ" ዝብል መሰልቸዊ ናይ ደቂ ዓድና ፕሮፖጋንዳ ብኣምሓርኛ
++++++++++++++

ኢትዮጵያውያን "ጦርነት ይብቃ; ሰላም ይስፈን" በሚል በልዩ ኣጋጣሚ የሚነሳ ዲስኩር ኣላቸው:: በመረጃ ኣስደግፈው ምን እንዳጋጠመ ኣሁንስ ምን እየተባለ እንዳለ ለሰፊው ህዝብ ከማሰማት ይልቅ ሸፍነው ሸፋፍነው "ሰላም ይስፈን" ይላሉ:: በማር ቀብተው የሚናገሩት "ሰላም ይስፈን" የሚለው የይስሙላ ቃልም ቢሆን ወደ ህዝቡ እንዳይደርስ ግን ተጠንቅቀው ነው የሚሉት:: ሆን ብለው- ትክክለኛው ኢንፎርሜሽን ወደ ሰፊው ህዝብ እንዳይሄድ ያደርጋሉ- መረጃው ይደፍቁታል!

ኢትዮዽያውያን ሆይ- "ጦርነት ይብቃ ሰላም ይስፈን" በምትሉበት ግዜ መርሳት የሌለባቹ ነገር እናስታውሳቹሁ:

||-የፕሪቶሪያው የሰላም ስምምነት ይፈፀም
-የትግራይ ሉዓላዊ ግዛት ይከበር
- ወራርያን ከትግራይ መሬት ይውጡ
-የተፈናቀሉ የትግራይ ህዝቦች ወደ መኖሪያቸው ይመለሱ
-በተጋሩ ላይ የሚደረገውን እስር ፣ ከስራ ማፈናቀል ይቁም
-የትግራይ ህዝብ እንደ ዜጋ ይታይ ወዘተ ብታክሉበት የይስሙላም ቢሆን ጆሮ ሊይዝ ይችል ነበር:: ||

ኣብዚ ጥዑም ቃል እዚ ብዙሕ ሰብ እዩ ተሓቢኡ ዝርከብ:: እዞም ናይ ትግራይ በለፀኛታትን እቲኦም ኣምሰሉታት ኢትዮዽያውያንን ዘመሳስሎም ነገር እንተሎ "ሰላም ኢና ንደሊ" ኣብ ዝብል መሸቀጥን ዝሰልቸወን ዘረባ ምሕብኦም እዩ። "ምዕራብ ትግራይ ናብ ሰብ ዋንኡ ይመልስ፥ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ክብሮም ተሓልዩ ምስ ውሑስ ናይ ፀፅታ መሓውሮም ናብ ግዝኣቶምን መረበቶምን ይመለሱ!" ኣብ ክንዲ ምባል ፀላኢ'ኳ ደፊሩ ዘይደጋግሞ ዘረባ "ሰላም ኢና ንደሊ" ዝብል መሸቀጥን መሰልቸውን ቃል ምሕባእ። ንሳቶም ኣብ መረበቶም ኣብ ማቻ ተኾይጦም ንህዝቢ ምዕራብ ትግራይ "ሰላም ኢና ንደሊ" እናበሉ ክወራዘየሉ ትርኢ። እዚኣቶም ሸቃጦ እምበር ሓቀኛታት ደለይቲ ሰላም ኣይኮኑን። ኣብዪን እቶም ዝልእኮም ደላሎ ኩናትን ከኣ ብኣውርኡ::

ትግራይ ናብ ንቡር ግዝኣታዊ ሉኣላውነታ ትመለስ-- ብድሕርኡ ህዝቢ ትግራይ ከመይ ይነብር ንዕኡ ይምልከት!!

Adresse

Hawelti
Oslo

Nettsted

Varslinger

Vær den første som vet og la oss sende deg en e-post når HaHu Daily legger inn nyheter og kampanjer. Din e-postadresse vil ikke bli brukt til noe annet formål, og du kan når som helst melde deg av.

Del