RoHa Lounge

RoHa Lounge a place where you find delicious food, drinks and happiness

ሮሓ ገዛ ኩላትና ፅባሕ ሰንበት ንደንበኛታትና ግልጋሎት ንምሃብ በርና ክፍቲ ክከውን እዩ።
10/05/2025

ሮሓ ገዛ ኩላትና

ፅባሕ ሰንበት ንደንበኛታትና ግልጋሎት ንምሃብ በርና ክፍቲ ክከውን እዩ።

እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩምሮሓ ላውንጅ ኣብ ቀረባ እዋን ኣድራሻ: ዓብዪ ዓዲ ኣብ ከባቢ እንዳ ቡን ሂወትhttps://maps.app.goo.gl/LC7tKDQ4ngX457y37
18/04/2025

እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ ኣብፀሐኩም

ሮሓ ላውንጅ ኣብ ቀረባ እዋን
ኣድራሻ: ዓብዪ ዓዲ ኣብ ከባቢ እንዳ ቡን ሂወት
https://maps.app.goo.gl/LC7tKDQ4ngX457y37

ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታሮሓ ላውንጅ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሞያታት ንዝውንና ሰብ ሞያ ክቑፅር ይደሊ።1. ናይ ፅሬት በዓልቲ ሞያበዝሒ፡ 1ፆታ: ኣንስተይቲደመወዝ: ብስምምዕዕድመ: ትሕቲ 30...
15/04/2025

ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ

ሮሓ ላውንጅ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ሞያታት ንዝውንና ሰብ ሞያ ክቑፅር ይደሊ።

1. ናይ ፅሬት በዓልቲ ሞያ
በዝሒ፡ 1
ፆታ: ኣንስተይቲ
ደመወዝ: ብስምምዕ
ዕድመ: ትሕቲ 30 ዝኮነት
ቦታ: ዓብዪ ዓዲ

2. ኣሳሰይቲ (Waitress)
በዝሒ: 2
ደመወዝ: ብስምምዕ
ዕድመ: ትሕቲ 30 ዝኮነት
ቦታ: ዓብዪ ዓዲ

ነዚ እተማልኣ እንተሃሊኽን ብውሽጢ ርኸባኒ። ትፈልጥወን ወይ ትፈልጥአን እንተሃልየን ድማ ኣራኹቡኒ!
ቁ.ስ: 0914241995 ወይ 0914581803
ይደውሉ!

03/04/2025

-RoHa Lounge-
Abyi Adi
Coming soon
Aplace where you find delicious food, drinks and happiness

Address

Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when RoHa Lounge posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share