RoHa Lounge

RoHa Lounge a place where you find delicious food, drinks and happiness

ሮሓ ላውንጅ ብምክንያት ቀዳማይ ዓመት ምጅማር ስራሕ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ 20 ዝተፀገሙ ወገናት ናይ፡ምሳሕ እንግዶት ገይርና።ናይ ሓደ ዓመት ክያዶና ሓቢርኩሙና ኣክብሩ!ሮሓ ድሌታትኹም...
08/05/2026

ሮሓ ላውንጅ ብምክንያት ቀዳማይ ዓመት ምጅማር ስራሕ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ 20 ዝተፀገሙ ወገናት ናይ፡ምሳሕ እንግዶት ገይርና።

ናይ ሓደ ዓመት ክያዶና ሓቢርኩሙና ኣክብሩ!

ሮሓ ድሌታትኹም ኩሉ እትረክብሉ ቦታ

ሓደ ዓመት ናይ ደንበኛታትና ድሌት ኣብ ምምላእ ሮሓ ላውንጅ ቅድሚ ሓደ ዓመት ከም ሎሚ ዕለት ኣብ ድሮ ማርያም ጉንበት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ደንበኛታትና ይደሊዎም እ...
08/05/2026

ሓደ ዓመት ናይ ደንበኛታትና ድሌት ኣብ ምምላእ

ሮሓ ላውንጅ ቅድሚ ሓደ ዓመት ከም ሎሚ ዕለት ኣብ ድሮ ማርያም ጉንበት ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ደንበኛታትና ይደሊዎም እዮም ዝበልናዮም ጥዑማትን ፅሩያትን ምግብታት በቲ ሞያ ንቡዙሕ ዓመታት ልምዲ ብዘለዎም ሰብ ሞያ ከሺና ኣብ ምቅራብ ኣሕሊፍና ኢና።

ብሰላ ናይ ደንበኛታትና ርኢቶን ሓሳብን ድማ ግልጋሎትና ካብ እዋን ናብ እዋን እንዳስተካከልናን ሓደሽቲ ነገራት እንዳወሰኽናን ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ኣብ ምሃብ ንርከብ ሐዚ እውን ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ነገራት ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምንርከብ ንገልፅ።

ሮሓ ከም ስሙ ናይ ልብኩም ውሽጣዊ ስምዒት እትረክብሉ ብተፈጥሮ ዘጌፀን ነፋሻ ቦታ ኮይኑ ንክትረክብዎ ክንሰርሕ ኢና። ተንቤን ሙሉእ ብጎቦታትን ነፋሻ ኣየር ዝርከበሉ ከባቢ ከምምኳኑ ሮሓ እውን ናይዚ ከባቢ ባህርያትን ናይ ኣየር ኩነታትን ንክህልዎ ንስርሓሉ ኢና።

ደንበኛታትና እውን ጎዶሎታትና እንዳኣረምኩም ጠንካራ ጎንና እውን ኣፀቢቅና ክንሕዝ እንዳገበርኩሙና ክሳብ እዙ እዋን ሓቢርኩሙና ስለዝመፃኩም ካብ ልቢ ነመስግን። ብተወሳኺ እውን ናይ ሮሓ ላውንጅ ስራሕ ቀፃልነት ንክህልዎ ብዝተፈላለየ መልክዑ ድጋፍኩም ዘይተፈለየና ኣሕዋትናን ደግፍትናን እውን ካብ ልቢ ነመስግን።

ሐዚ እውን ምስ ሮሓ ድሌታትኩም ኩሉ እትረክብሉ መፃኢ ክከውን እዩ።

ናይ ሓደ ዓመት ጉዕዞና ሓቢርኩሙና ኣክብሩ
30/08/2018

ይገምቱ ይሸለሙ!(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)ሰንበት ሚያዝያ 11 ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ማንችስተር ሲቲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ሮሓ ስፔሻል ...
17/04/2026

ይገምቱ ይሸለሙ!
(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)

ሰንበት ሚያዝያ 11 ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ማንችስተር ሲቲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ሮሓ ስፔሻል በርገር ክንሽልም ኢና።

በዚ ኣጋጣሚ እውን እቲ ፀወታ ኣብ ክልተ ዓበይቲ እስክሪን ከምነርእን ናይ ቦታ ፅበት ከምዘይህሉን ክንሕብር ንፎቱ።

ተሸላሚ ንምኳን
√ እዚ ናይ ሮሓ ላውንጅ ፌስቡክ ፔጅ follow ምግባር
√ እዚ ፖስት share ምግባር
√ እቲ ፀወታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ ብምምፃእ ምክትታል
√ ኣብ ኮመንት ትክክለኛ ውፅኢት ምግማት

ሮሓ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታ!

ኣድራሻ
ዓብዪ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢልካ
https://maps.app.goo.gl/Xx9yqR4st4aygpfm7

ፍልይ ዝበለ መድብ ኣብ ሮሓ ላውንጅፍቕሪ ምሕዝነት ዝጥንክር ኮፍ ኢልካ ክትዛተ ከለካ፥ ናይ ውሽጥካ ሓሳባት ኣውፂካ ክትለዋወጥ ከለካ እዩ። ነዚ ናይ ውሽጥካ ሓሳባት ንምውጋዕ ድማ ኣብ ትሕቲ ...
15/04/2026

ፍልይ ዝበለ መድብ ኣብ ሮሓ ላውንጅ

ፍቕሪ ምሕዝነት ዝጥንክር ኮፍ ኢልካ ክትዛተ ከለካ፥ ናይ ውሽጥካ ሓሳባት ኣውፂካ ክትለዋወጥ ከለካ እዩ። ነዚ ናይ ውሽጥካ ሓሳባት ንምውጋዕ ድማ ኣብ ትሕቲ ልስልስ ዝበሉ ሙዚቃታት ኮንካ ንእዝናካን ንኣእምሮካ ኣብ ዝየርብሽ ቦታ ኮንካ እዩ ሞ።

ሓሙስ ዕለት 08/08/18 ኣብ ሮሓ ላውንጅ ናይ ሽምዓ ምሸት ተዳሊዩልኩም ኣሎ። ምስ መፃምድቶም ምሓዝቶም ብምኳን ደስ ዝብልን ዘይርሳዕን ግዜ የሕልፉ።

ደስ ዝብል ትዝታታት፣ ፅቡቅ ናይ ፍቅሪ ግዜ፣ ጡዑማት ሙዚቃታት፣ መስተታት

ቡዙሓት ዝተዳለዩ ጥቅላት ብተመጣጣኒ ዋጋ ተዳሊዮም ይርከቡ።

ቦታ ንምትሓዝ
+251914581803 ይደውሉ

እንኳዕ ንበዓል ፋሲካ ኣብፀሐኹም!በዓል ፋሲካ ናይ ደስታን ፍቕርን ንክኾነልኩም ሮሓ ላውንጅ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ። ሮሓ ላውንጅ ከምቲ ልሙድ እቶም ጥዑማት ምግብታቱ ኣዳልዩ ኣብቲ ንሕልናናን ...
11/04/2026

እንኳዕ ንበዓል ፋሲካ ኣብፀሐኹም!

በዓል ፋሲካ ናይ ደስታን ፍቕርን ንክኾነልኩም ሮሓ ላውንጅ ሰናይ ትምኒቱ ይገልፅ። ሮሓ ላውንጅ ከምቲ ልሙድ እቶም ጥዑማት ምግብታቱ ኣዳልዩ ኣብቲ ንሕልናናን ነንብስናን ፍሰሃን ዕረፍትን እንረክበሉ ነፋሻ ገዛና እቶም ዝፈትውዎምን ሓድሽትን ምግብታት ሙሉእ ምድላዋቱ ወጊኑ ዓማዊሉ ንምስትእንጋድ ተዳልዩ ይርከብ።

ምስ ዘመድ ቤተሰቦምን መሓዝቶምን በዓል ፋሲካ ኣብ ሮሓ ላውንጅ የሕልፉ።

ሮሓ ድሌታቶም ኹሉ ዝረክብሉ ቦታ!

ኣድራሻ: ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢልካ

ይገምቱ ይሸለሙ!(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)ሰንበት መጋቢት 13 ኣብ ዝህሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ማንችስተር ሲቲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ናይ ሮሓ ላውንጅ ና...
21/03/2026

ይገምቱ ይሸለሙ!
(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)

ሰንበት መጋቢት 13 ኣብ ዝህሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ማንችስተር ሲቲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ናይ ሮሓ ላውንጅ ናይ ፆም ስፔሻል ክንሽልም ኢና።

ተሸላሚ ንምኳን
√ እዚ ናይ ሮሓ ላውንጅ ፌስቡክ ፔጅ follow ምግባር
√ እዚ ፖስት share ምግባር
√ እቲ ፀወታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ ብምምፃእ ምክትታል
√ ኣብ ኮመንት ትክክለኛ ውፅኢት ምግማት

ሮሓ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታ!

ኣድራሻ
ዓብዪ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢልካ
https://maps.app.goo.gl/Xx9yqR4st4aygpfm7

ዒድ ሙባረክ!እንኳዕ ንመበል 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብፀሐኩም! ሮሓ ላውንጅ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታኣድራሻዓብይ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢሎም
20/03/2026

ዒድ ሙባረክ!

እንኳዕ ንመበል 1447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብፀሐኩም!

ሮሓ ላውንጅ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታ
ኣድራሻ
ዓብይ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢሎም

Game of this weekWatch the games with us at Roha
14/03/2026

Game of this week

Watch the games with us at Roha

ይገምቱ ይሸለሙ!(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)ሰንበት የካቲት 22 ኣብ ዝህሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ቼልሲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ናይ ሮሓ ላውንጅ ናይ ፆም ስ...
28/02/2026

ይገምቱ ይሸለሙ!
(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)

ሰንበት የካቲት 22 ኣብ ዝህሉ ናይ ኣርሰናል ምስ ቼልሲ ፀወታ ቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ ናይ ሮሓ ላውንጅ ናይ ፆም ስፔሻል ክንሽልም ኢና።

ተሸላሚ ንምኳን
√ እዚ ናይ ሮሓ ላውንጅ ፌስቡክ ፔጅ follow ምግባር
√ እዚ ፖስት share ምግባር
√ እቲ ፀወታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ ብምምፃእ ምክትታል
√ ኣብ ኮመንት ትክክለኛ ውፅኢት ምግማት

ሮሓ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታ!

ኣድራሻ
ዓብዪ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢልካ
https://maps.app.goo.gl/Xx9yqR4st4aygpfm7

ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ
26/02/2026

ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ

Address

Mekelle

Telephone

+251914241995

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when RoHa Lounge posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share