26 Event Organizer

26  Event Organizer Best wedding planer & event organizer in tigray @
mekelle

ኣርቲስት መንእሰይ ቃልኣቢና ቲ.ዳብልዩ. ጂ. "ቕንፍ" ዝተሰየመት ዘበናዊ ቕዲ ሙዚቃ ትግርኛ ዝሓዘት ኣልበም ኣብ ከተማ መቐለ ጥቓ ኣኽሱም ሆቴል ኣብ ዝተኸፈተ ሓድሽ ቻፓቲ ፕላስ ቀዳም ጥሪ ...
17/01/2026

ኣርቲስት መንእሰይ ቃልኣቢና ቲ.ዳብልዩ. ጂ. "ቕንፍ" ዝተሰየመት ዘበናዊ ቕዲ ሙዚቃ ትግርኛ ዝሓዘት ኣልበም ኣብ ከተማ መቐለ ጥቓ ኣኽሱም ሆቴል ኣብ ዝተኸፈተ ሓድሽ ቻፓቲ ፕላስ ቀዳም ጥሪ 16/2018ኣ.ግ ድሕሪ ቐትሪ ሰዓት 10:00 ክትምረቕ እያ::

ሓዉና ቃልኣቢና ቲ.ዳብልዩ.ጂ እንኳዕ ደስ በለካ:: ንጥበብ ሙዚቃ ትግርኛ ተወሳኺ ዓቕሚ ንምዃንን ባህሊ ታሪኽን መንነትን ተጋሩ ብዘበናዊ ቕዲ ሙዚቃ ንምልላይ ተበግሶ ምዉሳድካ ድማ ምስጋና ይግብኣካ ::

Address

Tigray
Mekelle
102001

Telephone

+251914102001

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when 26 Event Organizer posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category